Fana: At a Speed of Life!

ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግኡ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር  ዝግመት ናውቲታት ሕክምና ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ብሓገዝ ተበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ ብስሑል ቻሪቲ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ተወካሊት ማሕበር ገባሪ ሰናይ ሆስፒታል ስሑል ወ/ሮ የሻምባ መኮነንን ተወከልቲ  እቲ ቻሪቲ ናብቲ ሆስፒታል ብምዃድ ርኽክብ ገይሮም።

ኣብ ርኽክብ እቲ ንብረት፥ ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ፣ ከንቲባ ከተማ ሽረ፣ ተወከልቲ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ዓበይቲ ዓድን ተወከልቲ ማሕበረሰብ ከተማ ሽረን ማሕበረሰብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑልን፣ መካየዲ ስራሕ  ሆስፒታል ስሑል ተረኺቦ።

ቢሮ ጥዕና ትግራይ፣ ዎርልድ መዲካል ርሊፍን ሳንራይዝ ዎርልድ ሁማንተርያል ኦርጋናይዜሽን ብምትሕብባር ነቲ ንብረት ከምዘጎዓዓዙ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.