Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ፊፋን ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ፊፋ ላርስ ኒልስ ማቲያስ ግራፍስትሮምን  ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍ ሱሌማን ዋበሪን ኣብ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ኣብ  ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ሁርያ ዓሊን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.