Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ውሕመ ጉተሬዝ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ምንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።

እቲ ኲናት ብዘላቕነት ደው ንምባል ዘኽእል ስምምዕነት ሰላም ምኽታሙ ብሓጎስ ንቕበሎ ኢሎም።

እቲ ስምምዕነት ናይ ብዙሓት ኢትዮጵያዊያን ህይወትን ንክልተ ዓመታት ዝፀንሐ ጎንፂ ደው ንምባል ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ብኽልቲኦም ወገናት ንዝተገበረ ድንጋገታት ተፈፃሚ ንክኸውነ ደገፍ ከምዝገብሩ ቃል ኣቲዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.