Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ዘምድናን ያስሚን ወሐብረቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ዋና ፀሓፊ ኣቀባብላ ገይረናሎም።

ዋምኬሌ ሜኔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት መስ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ምንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር ከምዝዛተዩ ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.