Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ ዝጠቕሙ ተወሰኽቲ ፕሮጀክትታት ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም።

ክሳብ ሐዚ በቲ ትካል ዝተገበሩ ስራሕቲ ዝተባብዒ ከምዝኾኑ ምግላፁ ኣብህ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.