Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ እተን ሃገራት ብዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.