Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ብዋግስ ንኽፍተሓ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝነበራ ወይዘሮ ሕርቲ ምህረተአብን ኣማኻሪ መንግስቲ እቲ ክልል ዝነበሩ ኣይተ ውደጊዮርጊስ ደስታ፣ ከምኡ እውን ኣብ መዝገብ ክሲ እኒ ኣይተ ኣባይ ወልዱ ዝርከቡ ተኸሰስቲ ኣይተ ዓምደማርያም ተፈራ ብ30 ሺሕ ዋሕስ ክልቀቑ ወሲኑ፡፡

ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዘሎ ኮማንድ ፖስት ዝፃረ ጉዳይ ስለዘሎ ቀዳማይ ምርመራ ክሳብ ዝስማዕ ኣብ ሰርቪስ መዕረፊ ንኽፀንሓ ተወሲኑ፡፡

ኣብ እኒ ኣጥ ኣባይ ወልዱ መዝገብ 9 ሰባት ቀዳማይ ምርመራ ቀሪቡዎም፤ ቀዳማይ ምርመራ ክሳብ ዝስማዕ ኣብ ቤት ህንፀት ይፅንሑ ኢሉ ዓቃቢ ሕጊ ብዝሓተቶ መሰረት ኢዩ ቤት ፍርዲ ፈቒዱ ዘሎ፡፡

ወይዘሮ ሙሉ ገ/እዝግአብሔር ብገበን ስለዝድለያ ኣብ ቤት ህንፀት ንኽፀንሓ እቲ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.