Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።

እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣ ኣሽከርከርቲ ታክሲ፣ መኽበርቲ ታራን ተቖፃፀርቲ ትንስፖርትን ኣዘራሪበን።

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ንምፍታሕ ካብ ቀረብ ኣውቶቡስ ጀሚሩ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ማኔጅመንት ትራፊክን ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.