Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ 9 ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም 15፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብበዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣቢሉ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ ትሽዓተ ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን።

ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 8 ብምርካብ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ መንበሪ ገዝኦም ዝተሓደሰሎም ኣረጋውያንን ዘኽታማትን ብምርካብ ንመውዐሊ በዓል ዝኸውን ህያብ እውን ኣበርኪተን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.