Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሰዓዳ አብዱረሃማን ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ወይዘሮ ሰዓዳ አብዱረሃማን ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ከም ኡ እውን ኣይተ ኤልያስ ኡመታ ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ኮይኖም ተመሪፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.