Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳለጦ መበል ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣካቢት ብሔራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ሸይሙ።

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃል መሕላ ፈፂመን።

እቲ ባይቶ ነቲ ሹመት ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ኢዩ ኣፅዲቑዎ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ÷ ንኣይተ ጌትነት ታደሰ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ)፤ ንኣይተ መሳፍንት ተፈራ ድማ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ብምግባር እውን ሾይሙዎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.