Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ቀሪቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሸሞንተ ኣባላት ዘለውዎ መልማሊ ኮሚቴ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስያሞም ይዝከር።

እቲ ኮሚቴ ክሳብ ሐዚ ዝገበሮም ተግባራት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።

ካብ መንጎ ዝተጠቆሙ 56 ውሽጢ ንመዛዘሚ ዙር ሓሙሽተ ከምዝተፈለዩ ገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ሓሙሽተ ድማ እቶም ክልተ ንናይ መወዳእታ ዙር በምፍላይ ናብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)  ምቕራቡ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ምቕራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.