ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፍሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊልስ ሚካድ ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታውን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ምዝታዮም ተገሊፁ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!