Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ሪታ ፎይ ዘቲየን።

እቲ ፋውንዴሽን 30 ሚሊየን  ንዝኾኑ መናእሰይ ኣፍሪካ፣ ምቹእን ዘተኣማምን ዕድል ስራሕን ንምፍጣር 75 ሚኢታዊ ዝኸውን በጀት ኣብ ኣፍሪካ ንዝትግብሮም ስራሕቲ ልምዓት ከምዝሰለዐ ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ለውጢ በቲ ፋውንዴሽን ፈላማት ተመራፂት ንክትከውን ከምዝገበራ ወይዘሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.