Fana: At a Speed of Life!

ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ከምዝተገበረሎም ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ትህነግ ሃፍትና ዘሪፉ ኢዩ፣ ትካላት ሃይማኖት ኣቃፂሉ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ደፊሩ ኢሎም።

“እንዋግኦ ንፍትሒን ነፃነትን ኢዩ። ጅግና ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀላለዎ ጦርነት ብዓወት ከምዝኽንብት እተኣማመን” ኢሎም።

ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘዉዱ ማለደ፥ ነቲ ወራር ንምምካት ዘጋጠመ ናይ ኣመራርሓን ኣወዳድባን ክፍተታት ዝተማልኡ ከመዝኾኑ ገሊፆም። ኣብ ኩሉ ግንባር እቲ ወፍሪ ብዓወት ክዛዘም ኢዩ እውን ኢሎም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.