Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣  13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን።

እተ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብዋናነት መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ቻይና ቅድመ ሐዚ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ናይ ምጥንኻር፣ ኣብ መሰረተ ልምዓት ትራንስፖርት ባቡር ናይ ፍልጠት ሽግግር ምግባርን ውፅኢታውነት ሎጂስቲክስ ኣብ ምምሕያሽ ብሓባር ንምስራሕ ኢዩ ተባሂሉ።`

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.