Fana: At a Speed of Life!

ወተሃደር ሱዳን ዶብ ሓሊፉ ምእታው ድሌት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነን ኣጀንዳ ካልእ ኣካል  እዩ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደር ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ሓሊፉ ምእታው ድልየት ህዝቢ ሱዳን ከይኾነስ ኣጀንዳ ካልእ ኣካል እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ  ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።

እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ኣብ ዝነበረትሉ እዋን መንግስቲ ሱዳን ዶብ ጥሒሱ ምእታው ትኽክል ከምዘይኮነ ምዝራብ ይከኣል ክብሉ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሕውነት ዝፍለጣ ሃገራት ኢየን ዝበሉ እቶም ኣፈጉባኤ፥ ሀዝብታት ክልቲአን ሃገራት ኣብዚ ሐዚ እዋን እውን እንተኾነ ኣሕዋት ምዃኖም ናብ ሕቶ ዝኣቲ ኣይኮነን።

ኢትዮጵያ ብዝሰኸነ መገዲ ፀገማት ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ከምዘለዋ እውን ገሊፆም።

ስለዝኾነ ሱዳን ነዚ ዕድል ንክትጥቀመሉ ምዒዶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.