Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።

እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ኣብ ሓበራዊ ረብሓታት ቀጣናን ምትሕብባርን ምልዛቦም ገሊፆም።

ኢጋድ ቀጠናዊ ሰላምን ምርግጋዕን ንክነግስ ኣብ ዝገብሮም ፃዕሪታት ሕብረት ኣፍሪካ ንዝገብሮ ደገፍ አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.