Fana: At a Speed of Life!

ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝመዛበሉ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ወገናት 2 ሚሊየን 48 ሺሕ ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

ኣብ ወርል ቪዥን ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ናይ ደንቢያን ከባቢኣን ፕሮጀከት መካየዲ ስራሕ ኣይተ ዮናስ ኣትክልት፥ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ዘተሓባብሩ ከምዝኾኑን ብወገን ተመዛበልቲ ዘሎ ፀገም ብምፅናዕ ምድጋፍ ከምዝኸኣሉ ገሊፆም።

እቲ ትካል ንኩሎም ከባቢታት ብማዕረ ዘገልግል እንትኸውን፥ ብገንዘብን ግዘን ተበፃሒ ክንገብር ኢና ኢሎም።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ብግዚያዊነት ኣብ መፅንሒ ጣቢያታት ዝርከቡ ወገናት ናይ ምሕጋዝ ስራሕቲ እናሰርሑ ከምዝኾኑ ብምሕባር፥ መንግስቲ እቲ ክልል ብዘውፀኦ ፕሮፖዛል መሊስካ እግሪ ምትካል መሰረት ብምግባር ከም መጠን በጀት እቲ ትካል እናተርኣየ ተሳታፊ ከምዝኸውን ምግላፆም ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ደቡብ ጎንደር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.