Fana: At a Speed of Life!

ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡

ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ ሸቶ ወልቂጤ ከተማ ሰለስተ ነጥቢ ሒሒ ወፂኣ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.