Fana: At a Speed of Life!

ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምሕዝነኦም ንምግላፅ ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም።

ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቮንደር ሌየን፥ ብገንዘብ፣ ኢኮኖሚ፣ ወተሃደራዊ ደገፍን ሞራላዊ ምትብባዕን ብምግባር ኣብ ጎኒ ዩክሬን ከምዝስለፉ ገሊፆም።

ዩክሬን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚራ ትሕዝቶኣ ንምምላስ ናይ መሊስካ መጥቃዕቲ ፈተነታት እንተገበረት እውን ብኣብዝሓ ከምዝሰመረላ ይግለፅ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.