ኮይካ ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ) ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።
እቲ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝተገበረ ደገፍ፥ ንምምሕያሽ ጥዕናን ምቕናስ ሞትን ኣዴታተን ህፃናተን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተረከባ ካብ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቶም ናውቲታት ሕክምና ንክልላት ዓፋርን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ዝወሃቡ ከምዝኾኑ ድማ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።