Fana: At a Speed of Life!

ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም።

እተን ሚኒስትር፥ እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ኢትዮጵያ ምኽፋቱ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ምባለን ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.