Fana: At a Speed of Life!

ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም ረቀቕቲ ሕጊታት ካብ ምፅዳቕ ኣናዊሑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት “HR6600” ን “S3199” ንኽድንጉዩ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ።

ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘቕረቦም ረቀቕቲ ሕጊታት ማዕቐብ እንተይፀደቑ ንኽድንጉዩ ምውሳኑ ዘ ኣፍሪካን ሪፖርት ፀብፂቡ።

ኣብዚ ዓመት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 29 መጋቢት ቤት ምኽሪ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ”ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ዴሞክራሲን ንምርግጋፅ” ብዝብል ሕጊ ኣርቂቑ ነይሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.