Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታትን ፓሮን ትሬዲንግን ስምምዕነት ኢንቨስትመንት 500 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም።

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክን ፓሮን ትሬዲንግን ኣብ ባህርዳር ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃኒፁ ፍርያት ንምፍራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ኢዮም ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ዋናፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰን ዋና መካየዲ ስራሕ ፓሮን ትሬዲንግ ኣይተ ኣበበ ኣስሬን ተፈራሪሞምዎ።

እቲ ትካል ኣብ ምቅንብባር ሕርሻ ዝተዋፈረ ሃገር በቆል ኩባኒያ እንትኸውንኣብቲ ፓርክ 500 ሚሊየን ብር መዋእለ ንዋይ ከምዘፍስስ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.