Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ።

እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዙሓት ኩባኒያት ወፃእን ውሽጢ ዓዲን ብምእታው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብፍላይ እቲ ስምምዕነት ሰላም ድሕሪ ምኽታሙ ፍሰት ከምዝወሰኸን ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ከምዝተፈራረመን ተሓቢሩ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ምስ ጉምሳ ትሬዲንግ ሓ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር፣ ሱጂ ሊያና ዶዮ ማኑፋክቸሪንግ ሓ/ዝተ/ውልቀ ማሕበርን ኢምፓክት ፔይንቲንግ ኤንድ ግራፊክስን ውዕሊ ዝለምዐ መሬት ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ተገሊፁ።

እቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ሰለስቲአን ኩባኒያታት ከምዝፈረምዎ ተገሊፁ።

ብመራኦል ከድርን ሲሳይ ዱላን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.