ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ – ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ – ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ከምዝግበረሉ ባንኪ ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ጅቡቲ ንምርኻብን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ርክብ ንግዲ ዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ።
እቲ 730 ሚሊየን ዶላር ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት (ኣይ ዲ ኤ) ዝተረኸበ ከምዝኾነ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ኮሪደር ኣስታት 95 ሚኢታዊ ሰደድን ኣዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መስመር ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።