Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ፓርቲ ካብ ግምባር ናብ ውህደት ድሕሪ ምስግጋሩ፥ ብብርኪ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፈላማይ ኣኼኡ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዘሳልጥ ዘሎ።

ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍ ተገሊፁ።

ብፍላይ ኣብ ዕቤት ዘፈር ብዝሃ ኢኮኖሚያዊ መሰረት ዝገበረ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመትን መረፃ 2012 ዓ.ምን ስትራቴጂያዊ ዘተ ካብ ዝግበረሎም ቀንዲ ጉዳያት ተረቋሕቲ ምዃኖም ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.