Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ኣብ ቢሸፍቱ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይዱ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን፣ ሰብ ሞያ ኣብ ዝተረኸብሉ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ተኻይዱ።

ኮሚሽነር ፍፁም፥ እቲ ዑደት ኣዝዩ ዘሐጉስ ነይሩ ምባለን ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.