ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዓለም ለኻዊ ደገፍ ይረክብ ከመዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ልኡኻት ምሕላው ሰብኣዊ መሰል ንምፍፃም ኮሚሽን ሰብኣዊ ሰላት ጀርመንን ዴንማርከን ከምዝድግፍዎ ተገሊፁ።
ነቲ ኮሚሽን ዝግበር ዓለም ለኻዊ ደገፍ እናወሰኸ ምምፅኡ ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዴሞክራሲ ንምሽግጋር ዝግበር ፃዕሪን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ግዴታ ሰብኣዊ መሰል ንምኽባር ንእትገብሮ ፃዕሪ ኣድላዪ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ስለዝኾነ ትካል ሰብኣዊ መሰል ዴንማርክ ሃፍቲ ብምትእኽኻበን ኩነታት ብምጥዕዓምን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ከምዝወሰነ ካብ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።