Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናዛት ካን፣ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ናብ ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሚሼል ባቼሌትን ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ።

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳበ፥ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክሳብ 3 ሕዳር 2021 ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ብኻሊእ ኣካል ዳግም ክፃረ ምግባር ብጥምረት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ምርመራ ኣፍልጦ ምኽልካል ኢዩ ኢሉ፡፡

እቲ ኮሚሽን ምርመራ ተገይሩ ብፀብፃብ ዝቐረበ ጉድኣት ብኻሊእ ኣካል ክድገም ምግባር እቲ ከይዲ ክጓተት፣ ቅድም ኢሉ ብዝወፅአ ፀብፃብ መሰረት ተጎዳእቲ ክሕሾም፣ ናብ ዝተመዛበሉሉ ቦታ ክምለሱ ከምኡ እውን ክከሓሱ ኢሉ እውን ገበን ዝፈፀሙ ኣካላት ተሓተትቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ነይሩዎ ኢሉ ኣብ ደብዳብኡ፡፡

ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ንምኽሓድንእቲ ኮሚሽን ዝሰርሖ ምርመራ ዳግም ይፃረ እነተተባሂሉ ኣጥፋእቲ ኣካላት ዝፈፀሙዎ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ንምኽሓድን እቲ ኮሚሽን ዝሰርሖ ምርመራ ንምንእኣስን ዕድል ካብ ምሃቡ ብተወሳኺ ተግባር እቲ ኮሚሽን ዘውርድ ኢዩ ምባሉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.