Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣመራርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሓባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛቲዩ።

እቲ ኮሚሽን ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ መስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምዝታይ ምጅማሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርዓያ ገሊፆም።

እቲ ኮሚሽን ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣዝዮም ኣገደስቲ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ኣፈላላዮም ኣፅቢቦም ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ዝዓለመ ኮሚሽን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

በዚ ድማ ካብ ቅድመ ምድላው ጀሚሩ ክሳብ ተግበራ ዝተፈላለዩ ተግባራት ከምዝተዓመሙ ተሓቢሩ።

ኣብ እዋን ቅድመ ምድላው፥ ኣጀንዳ ዝእከበሉ መስርሕ፣ ሕገ ደንቢታት፣ መምርሒታትን ሰትራተጂታተን ናይ ምስንዳእ፣ ኣብያተ ፅሕፈት ክልልት መውዳብን ምምራሕን  ከይዲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብተስፋዬ ከበደ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.