Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሞርስላቭ ኮሴክ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መልዛቦም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሰብ ሃፍቲ ቼክ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨሰትመነተን ስትራቴጂካዊ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሑ ንምስሓብ ብሓባር ከምዝስራሕ ተረዳዲኦም።

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.