Fana: At a Speed of Life!

ኮሎምቢያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፈት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ዘቲየን።

እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ብምትሕበባር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ንግዲ፣ ግብርና፣ ትምህርቲን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምስምዕምዐን እተን ፕሬዚዳንት ገሊፀን።

ብተወሳኺ ኮሎምቢያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ምኽፋት ዘኽእላ ስምምዕነት ከምዝተገበረ እተን ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

#Ethiopia

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.