Fana: At a Speed of Life!

ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ።

እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ኮሌጅ ክልል ኣምሓራ ኢንስቲትዩት ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ጥሩ ብርሃን ዝተፈላለዩ ስልጠናታት እናወሰዱ ዝፀንሑ ከምዝኾኑ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.