Fana: At a Speed of Life!

ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ልዕሊ 15 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲ ወገናትን ሓገዝ ገይሩ።

ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን ኣባላት ጥምረት ሓይሊ ፀፅታን ኢና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልኡኻን እቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ዓፋር ግምባር ጭፍራን ኣብ ወሎ ግምባር ሃራን ተረኺቦም ንሰራዊትን ብግበረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ከምዘረከቡ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ምምሕዳር ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.