Fana: At a Speed of Life!

ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምን-ኢንጂነር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ኢኮኖሚ ማዕድን ንመዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ፀሓይ ብራቕ ምዃኑን ንሕና እውን ናብ ብራኸ ንኸይድ ከምዘለና ንኣምንክብሉ -ሚኒስትር መኣድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።

እዚ ድማ ንሃገር ዋልታ ዝኾነ ሃፍቲ መኣዲና ብኣግባቡ ብምጥቃምን ቅኑዕ ኣረኣእያና ብምውሳኽን ጉዕዞ ምዕባለና ናብ ብራኸ ክኸውን ኢዩ ክብሉ ኢንጂነር ታከለ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.