Fana: At a Speed of Life!

ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ።

እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት መነግስታት ኣብ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ጥዕናን ተረኺቦም።

ብቆንጅት ዘውዴ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.