Fana: At a Speed of Life!

ክብሪን ዓቕሚን መምህራን ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክብሪን ዓቕሚን መምህራን ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩንቨርስቲ ሃረማያ ብመርሃ ግብሪ ክረምቲ ዝስልጥኑ መምህራን ጎብኒዮመ።

ምስ ሰልጠንቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ መመህርነት ዝተኸበረን ናይ ሓንቲ ሃገር መሰረት ዕብየትን ኢዩ ኢሎመ።

እዚ ክቡር ሙያ ናብ ዝነበሮ ክብሪ ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ገሊፆም።

ዓቕሚ መምህራን ምህናፅን ናብረኦም ምምሕያሽን ግዴታ ብምዃኑ መንግስቲ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ምዝራቦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.