ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ኢሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።