Fana: At a Speed of Life!

ክሮሽያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ምስ ዋና ዳይሬክተር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ክሮሽያ ፔታር ሚሃቶቭ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ኢኮኖሚን ካልኦት ዛዕባታትን ብምትሕብባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገለፁ።

ኣምባሰደር ዘነበ፥ ክሮሽያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኣ ንምኽፋት ምውሳና ከምዘሐጎሶም ምግላፆም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም ኣምባሳደር፥ ኣብዚ ዞባ ዘላቒ ሰለም ንምንጋስ ኢትዮጵያ ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣፅንኦት ሂቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.