Fana: At a Speed of Life!

ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም።

ጄትኤጅ ኔሽን ቢውልደር ዝተብሃለ ትካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ስነስርዓት ኢዩ እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎም።

መስራቲት ቀበና ሌዘር ሰምሃል ጉዑሽ እቲ ሽልማት ካብ ዝተውሃቦም ሓንቲ ኢያ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.