Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረኪቦምዎም።

ኣብቲ ክክል ዞባ ቦሮናን ጉጂን ብዘጋጠመ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን ዝተፈላለዩ ምግቢ ተንከፍ ናውቲ ዘካተተ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብቲ ከባቢ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሐን እንስሳት ዝውዕል ምግቢ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.