Fana: At a Speed of Life!

ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝምስረት ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣሚና ሴኮ ገሊፀን።
ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንቤት ምኽሪ ክልል ተወዳዲሮም ድምፂ ዝረኸቡ ኣባላት፥ 20 መስከረም 6ይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ጉባኤኦም ከካይዱ ኢዮም ተባሂሉ፡፡
ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምፍናው ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምትካእ ሓዱሽ መንግስቲ ክጣየሽ ኢዩ ክብላ እተን ኣፈ ጉባኤ ምዝራበን ትካል መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.