Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዝተረኸብሉ ይግምግም ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እቲ ክልል ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ክላስተራትን ፕሮጀክትታትን ብምቅራብ ይግምገም ከምዘሎ ድማ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.