Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበቴ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ።

እቲ ክልል በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ብምግላፅ ንመላእ ስድረኦም ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.