Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ከምዝተገበረ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ሓላፊ እቲ ቢሮ ጉዮ ዋሪዮ ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ ብይቕሬታ ካብ ሞንጎ ዝተፈትሑ እተን 247 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተዛሪቦም፡፡

ብዳግማዊ ዴክሲሳ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.