Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ንክልል ኣምሓራ ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ባህርዳር ምምርሖም ምፅብፃብና ይዝከር።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ናይ 100 ሚሊዮን ብር ደገፍ ገይሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.