Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ብሓላፊት ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ መስከረም ደበበ ኣቢሉ ንሚኒስትር ዴኤታ መከላከያ ማርታ ሉዊጂ ተረኪቡ።

ኣብቲ ክልል ካብ ዝርከባ ከተማታት ዝተኣከበ ደገፍ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።

ብምሰረት እዚ በቲ መጠን ብር ዝተገዝኡ፥ 1 ሺሕን 329 ሰንጋታት፣ 200 ኣባጊዕን ኣጣልን ካልኦት ደገፋት ተገይሩ።

ብመራኦል ከድር

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.