Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ።

ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን እቲ ከልል ዶክተር ጥላሁን መሓሪ፥ እቲ በጀት መንግስቲ ፍትሓዊን ኩለመዳይ ተረባሕነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ ተሓሲቡ ዝተሰለዐ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ዝተጀመሩን ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡን ፕሮጀክታት ኣብ ግምት ዘእተወ በጀት ከምዝኾነ እውን እቶም ሓላፊ ኣፍሊጦም።

እቲ ዝተመደበ በጀት ካብ ፌዴራልን ክልልን ዝርከብ ኣታዊ ከምዝሽፈን ገሊፆም።

ኩለን ቤት ዕዮታትን ዝምልከቶም ኣካላትን እቲ ክልል ወፃኢ ዝንኪ ሜላ ክጥቀሙ ከምዝግባእ እቶም ሓላፈ ቢሮ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.